ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቬኔዝዌላ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙር፦ Gloria al Bravo Pueblo

ርእሰ ከተማ ካራካስ

10°30′22″ሰ 66°54′52″ምዕ / 10.506111111111, -66.914444444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 28,866,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +58
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ Venezuela)፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ República Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ።

916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።

እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።